ሰሉስ, ግንቦት 13, 2025

ሰብኣዊ መሰል

ኤርትራውያን ስደተኛታት፤ ግዳያት ዘይሕጋዊ ንግዲ ሰብ ከይኮኑ ይስጋእ

ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ኤርትራ ንዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ከምዘቃለዖም ክኢላታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ገሊጾም። ብሰንኪ እቲ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ዑጡቓት ክልል...

ብዝሒ ኤርትራውያን ሰደታኛታት ኣብ ሱዳን ካልኣይ ደረጃ ክምዝሓዘ ጸብጻባት ይሕብር

ሱዳን ትሪብዩን ንዝተፈላለያ ኣብ ሱዳን ዝርከባ ማሕበራት ስደተኛታትን ተራድኦን መወኪሲ ብምግባር ብዘስፈሮ ሓበሬታ መሰረት፡ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 130 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቚቦም ይርከቡ። መብዛሕትኦም...

ሓንቲ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ሚላን ብካራ ከምዝተሃርመት ተሓብሩ

ብመሰረት ANSA ዝተባህለ ማዕከን ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤ ሓንቲ ኤርትራዊት መንእሰይ ማርዓ ብምእባያ፤ እቲ ኽትምርዓዎ ተሓሲቡ ዝነበረ ግለ-ሰብ ብካራ  ከምዝሃረማ ተፈሊጡ። እዚ ፍጻመ ዝሓለፈ ሮቡዕ...

40 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝደሓኑ ተፈሊጡ

Open Arms ዝተባህለ፤ ናይ ስጳኛ ሂወት ኣድሕን ትካል ብመንገዲ ትዊተር ከምዝገለጾ፤ 40 ዝኾኑ፤ ካብ ኤርትራን ሱዳን ምዃኖም ዝተነግረሎም ስደተኛታ ኢታ ዝሳፈሩላ ዝነበሩ ካብ ዓቐን...

ኣብ ማእክለይ ባሕሪ ሃለዋት 22 ሰባት ከም ዝጠፈአን ሓንቲ ነፍሰ-ጾር ድማ ሂወታ ከም ዝሰኣነትን ተሓቢሩ

ሓካይም ብዘይ ዶብ ዝተባህለ ትካል ግብረ-ሰናይ፡ ብ 27 ሰነ ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኣውሮጳ ዝሰግሩ ዝነበሩ ስደተኛታት፡ ተሳፊሮምላ ዝነበሩ ጃልባ ብምጥሓላ፡ 22 ካብኣቶም ሃለዋቶም ከም...

Popular

Subscribe