ቀንዲ

ባንክሲ ዝመወላ መርከብ 200 ስደተኛታት ኣድሒና

‘ባንክሲ’ ተሰቲሩ ዝነብር ብሕቡእ ስነጥበባዊ ስርሑ ዘካይድ መን ምዃኑ ዛጊት ናብ ህዝቢ ዘይተቓልዐ ውሩይ ምስጢራዊ እንግሊዛዊ  ናይ ጎደና ቀባኢ፡ ተቓላሳይ ፖለቲካዊ ለውጢን ናይ ፊልም ዳይረክተርን እዩ።‘ባንክሲ’ ፖለቲካውን ማሕበራውን ርእይትኡን ተቓውሞኡን…