ቀንዲ

ኤርትራ ኣብ ምፍራም ውዕል ሰላም ሱዳን ተነጺላ

ብ 3 ጥቅምቲ ዝተቓንዐ ውዕል ሰላም ምፍርራም ሱዳን ፥ኤርትራ ከምዝተነጸለት ተፈሊጡ። ኣብቲ ዞባውያንን፡ መራሕቲ ካልኦት ሃገራትን ሰብ መዝን ኣብ ዝተረኽብሉ፡ ቀዳም ሰለስተ ጥቅምቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ደቡብ ሰዳን ጁባ፡ ኣብ…