ቀንዲ

ንሓደ ዓመት ተቋሪጹ ዝጸንሐ መስርሕ ትምህርቲ ኤርትራ ክጅምር ከምዝኾነ ተገሊጹ

ኣብ መጋቢት 2020፡ ብምኽንያት ምስፍሕፋሕ ለበዳ ኮቪድ-19 ተቛሪጹ ዝጸንሐ ስርዓተ ትምህርቲ ኤርትራ ካብ ዝመጽእ ባሕቲ ምያዝያ ክጅመር ምዃኑ፡ ንምኒስትሪ ትምህርቲ ኤርትራ ብምጥቃስ ምኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ኣብ…