ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ብዛዕባ ርክብ ኣምበሳድር ብሪጣንያን ጀነራል ብርሃነ ጁላን ዝጸብጸብኦ ሓበሬታ ግጉይ ምዃኑ ተገሊጹ
ኤምባሲ ብሪጣንያ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፡ ኣምባሳደሩ ምስ ሹም ኢታማጆር ኢትዮጵያ ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ዝተገብረ ክልቲኣዊ ርክብ፡ ነቲ ርክብን ዝተዘተየሉ ዛዕባ ኣመልኪተን ዝጸብጸብኦ ሓበሬታ ግጉይ…
ኤምባሲ ብሪጣንያ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ፡ ኣምባሳደሩ ምስ ሹም ኢታማጆር ኢትዮጵያ ጀነራል ብርሀኑ ጁላ ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ ዝተገብረ ክልቲኣዊ ርክብ፡ ነቲ ርክብን ዝተዘተየሉ ዛዕባ ኣመልኪተን ዝጸብጸብኦ ሓበሬታ ግጉይ…
ካብ 2 ክሳብ 9 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ውድድር ዙር ርዋንዳ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብሓሙሽተ ተቀዳደምቲ ኣቢላ ክትሳተፍ…
“ንሕና ናትና ንግበር፡ ቅድም ዘገድሰና ጉዳይና ኢዩ። ኤርትራ ነቐድም (Eritrea First)፡” ዝbል ሃገራዊ ረብሓ ኤርትራ ቀዳምነት ዝብሉ ዜጋታት፡…
ብዓርቢ 23 ሚያዝያ ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኮይኑ ዝተመዘዘ ዲፕሎማሰኛ ጀፍሪ ፈልትማን፡ ምስ ፎረይን…