ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዕጡቓት ከቢድ ማህረምቲ በጺሕዎም
ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ኣብ ልዕሊ ክልተ ስደተኛታት ከቢድ ማህሰይቲ ከምዝወረዶም ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ። ብ ዓርቢ 16 ሓምለ፡ መጥሓኒ ኢኽሊ ዘናድዩ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብዕጡቓት…
ኣብ መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ኣብ ልዕሊ ክልተ ስደተኛታት ከቢድ ማህሰይቲ ከምዝወረዶም ካብቲ ቦታ ዝተረኽበ ሓበሬታ የረድእ። ብ ዓርቢ 16 ሓምለ፡ መጥሓኒ ኢኽሊ ዘናድዩ ኣብ ልዕሊ ዝነበሩ ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብዕጡቓት…
ዝሓለፉ ኣስታት 20 ዓመታት፡ ህዝቢ ኤርትራ ግዳይ ጫቛኒ ፖሊሲ ህግደፍ ኮይኑ ድከቱ ክሰቲ ጸኒሑ ኣሎ። ግዱድ ዕስክርና፡ ደረቅ…
ብመሰረት ካብ ዓለማዊ ውድብ ሕርሻ( FAO) ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ኤርትራ ትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ሓደጋ ወራር…
ኣቦ ወንበር ኮሚተ ወጻኢ ጉዳያት ላዕለዋይ ባይቶ ኣሜሪካ፡ ቦብ መንደዝ፥ ወተሃደራት ኢትዮጵያ፥ ድሕረ-ባይትኦም ኣብ ጉዳይ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት…