ቀንዲ

ኣብ ግብጺ ንኣስታት 7 ዓመታት ተኣሲሮም ዝርከቡ 2 ኤርትራውያን፡ ክፍትሑ፡ ምጥራዞም ጠጠው ክብልን ዝጽውዕ ጎስጓስ ይግበር ኣሎ 

ኣብ ቃናጠር ዝተባህለ ኣብ ካይሮ ግብጺ ንኣስታት 7 ዓመት ብዘይገበን ተኣሲሮም ዝርከቡ ኣለም ተስፋይን ክብሮም ኣድሓኖምን ዝተባህሉ ኤርትራውያን፡ ፍትሒ ንክረኽቡ ዝጽውዕን፡ መንግስቲ ግብጺ ኣብ ዝቀረባ ናብ ኤርትራ ንምጥራዞም ዝፈተኖ ፈተነ…