ኣብ ትግራይ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብጥምየትን ዓጸቦን ሞይቶም
ኣብ ዝሓለፈ 30 መሰከረም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ማይ ዓይኒ፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብጥምየትን ዓጸቦን ከምዝመቱ ራድዮ ኤረና ንምንጭታታን ስድራቤት እዞም ህጻናት ብምጥቃስ ሓቢራ። እዞም ሰለስተ ህጻናት እቶም ክልተ…
ኣብ ዝሓለፈ 30 መሰከረም ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ማይ ዓይኒ፡ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብጥምየትን ዓጸቦን ከምዝመቱ ራድዮ ኤረና ንምንጭታታን ስድራቤት እዞም ህጻናት ብምጥቃስ ሓቢራ። እዞም ሰለስተ ህጻናት እቶም ክልተ…
ናይ ዝተፈላለዩ ሃገራት መራሕቲ ዝነበሩን ዘለዉን፡ ፖለቲከኛታትን ኣዝዮም ሃብታማት ወልቀሰባትን ዝርዝር ኣስማት ዘለዎም ሕቡእ ሃብቲ፡ ዝገብርዎ ሕቡእ ዕድግታት…
ፍሉይ ወኪል ሕብራት መንግስታት ኣሜርካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፈልትማን፡ ኣንጻር እቲ ኣብ ሱዳን ዝርከብ ሲቪላዊ መንግስቲ ዝግበር…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ናይታ ሃገር ጣልቃ ኣትዮም ኢሉ ብምኽሳስ ንሸውዓተ ሰራሕተኛታት ውድብ ሕብራት ሃገራት ከምዘባርር ኣፍሊጡ።…