ኣብ ሊብያ ወዲ 15 ዓመት ኤርትራዊ ስደተኛ ሞይቱ
ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት(UNHCR) ኣብ ትራብሎስ ኣብ ናይ ቀትሪ መውዓሊ ሰባት(CDC) ኤርትራዊ ስደተኛ ከምዝተቀትለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። እቲ ስደተኛ ድሕሪ እቲ ክካየድ ዝቀነየ ስደተኛታት ናይ ምህዳን መስርሕ ኣብ ሓደ መእከቢ…
ላዕለዋይ ተጸዋዒ ስደተኛታት(UNHCR) ኣብ ትራብሎስ ኣብ ናይ ቀትሪ መውዓሊ ሰባት(CDC) ኤርትራዊ ስደተኛ ከምዝተቀትለ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። እቲ ስደተኛ ድሕሪ እቲ ክካየድ ዝቀነየ ስደተኛታት ናይ ምህዳን መስርሕ ኣብ ሓደ መእከቢ…
ሰብኣዊ ረዲኤት ዝሓዘት ነፋሪት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብሰንኪ ደብዳብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምግባር ናብ ከተማ መቐለ…
ጓል 14 ዓመት እንከላ ካብ ኤርትራ ናብ ሃገረ ዓባይ ብሪጣንያ ዝተሰደት ኤርትራዊት በዓልቲ ሞያ ሕክምና ነርስ ምብራቕ ገብርሂወት…
ብመሰረት ጸብጻባት ውድብ ጥዕና ዓለም(WHO)፡ ካብተን ክሳብ ሕጂ ንህዝበን ክታበት ኮሮና ከይሃባ ዝጸንሓ ሃገራት፡ ሰሜን ኮርያ፡ ቡሩንድን ኤርትራ…