ቀንዲ

ፈጻሚ ጉዳያት ኣሜርካ ኣብ ኤርትራ፡ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣሜርካ ንዝሃቦ መግለጺ ነጺጉ

ኣብ ዋሽንግተን ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ዘውጽኦ ከምኡ’ውን ሚኒስትሪ ዜና ብ3 ታሕሳስ ዘስፍሖ ጋዜጣዊ መግለጺ ቅኑዕ ኣይኰነን ክብል ኤንባሲ ኣሜሪካ ካብ ኣስመራ ኣብ ናይ ፌስቡክ ድሕረ ገጹ ገሊጹ።  እቶም ኣብ ሰሜናዊ…