ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ቀንዲ

45 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከም ዝመቱ ተሓቢሩ።

ማልታ ታይሚስ ዝተባህለት መርበብ ሓበሬታ ኣብ ገጻ ዘስፈረቶ ጸብጻብ ከም ዝሕበሮ፤ ብሶኒ ዕለት 17 ነሓሰ 2020፤ ካብ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ካብ ዝሓሰቡ...

ወተሃደራት ሃገረ ማሊ፤ ንፕረዝደንቲ ናይታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም።

ወተሃደራት ማሊ ንፕረዝደንትን ቀዳማይ ሚንስተርን ዝርከብዎም ሰበስልጣን ናይታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዘእተዉ ተፈሊጡ። ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቡበከር ኬይታ፡ ኣድማ ብዘካይዱ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት...

ካበየኖት ኢኻ?

ጸሓፊ ክእለት ስለ ዘለዎ ጥራይ ኣይኮነን ዝጽሕፍ። ብዛዕባ’ቲ ክጽሕፎ ዘለዎ ኣርእስቲ እኹል ኣፍልጦ ስለዘለዎ ‘ዉን ኣይኮነን፡፡ ምናልባት'ዉን ናይ ምጽሓፍ ድሌትን ምልዕዓልን ስለ ዘለዎ’ዉን ኣይኮነን፡፡...

ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃዊ ኣህጉራዊ ናጻ ዕዳጋ ከምዘይትጽንበር ዳግማይ ኣፍሊጣ

ብኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝተደፋፍአ ንውሽጣዊ ዕቤት ንግዲ ኣፍሪቃ ዘተባባዕ ‘ኣፍሪቃዊ ኣህጉራዊ ናጻ ዕዳጋ’ (AFCTA) ኤርትራ ገዲፍካ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ክታመን ከምዘንበራሉ ክግለጽ ጸኒሑ። ኤርትራ ነቲ ናይ...

ስዊዘርላንድ ኤርትራውያን ከይስጎጉን ወረቐት ክወሃቦምን ዝጽውዕ ጥርዓን ናብ መንግስቲ’ታ ሃገር ተረኪቡ።

ኣብ 2018 ኤርትራን ኢትዮጵያን ውዕል ሰላም ድሕሪ ምኽታመን ፈደረላዊ መንግስቲ ስዊዘርላንድ ዝወሰዶ ቀዳማይ ስጉምቲ እንተ ኔሩ፡ ምስ ሰበ-ስልጣን ኤርትራ ብምዝርራብ ኣብ ስዊዘርላንድ ንዝርከቡ ገለ...

Popular

Subscribe