ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ቀንዲ

ኣብ ከተማ በርሊን ጀርመን ፣ንጥርናፈ ስድራቤታት ዝምልከት፣ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ኣብ ከተማ በርሊን ጀርመን ፣ንጥርናፈ  ኤርትራውያን ስድራቤታት ዝምልከት፣ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።   እዞም  ስድራቤታት ፣ ናይ ዑቕባ መሰል ረኺቦም ክነሶም ኣብ ምጥርናፍ  ስድራቤቶም ንዘጋጥሞም ዘሎ ዕንቅፋት፣ መረርኦም...

ትሮጃን ፈረስ [Trojan Horse]

Troy እትብል ፊሊም ኣብ 2004 እተሰርሐት ታሪኻዊት ድራማ ክትከዉን እንከላ፡ ዓለም ለኻዊ ተፈታዉነት ዝረኸበት ኣብ ቦክስ ኦፊስ ድማ #60 ደረጃ ሒዛ ትርከብ፡፡ ፊልም ትሮይ...

ዓመታዊ ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ሎሚ 25 መስከረም ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ።

ዓመታዊ ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ሎሚ 25 መስከረም ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ። እዚ ዉሁድ ስራሕ ንዉሑስ መጻኢ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብቐጥታ ብፌስቡክ ናብ...

13 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ሊቢያ ዘጋጠመ ሓደጋ ጃልባ ከም ዝሞቱ ተገሊጹ።

ትማሊ ዕለት 24  መስከረም ለይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ኣስታት 13 ሰባት ከምዝሞቱን፣ካብኣቶም ናይ ሰለስተ ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበን ዓለም ለኻዊ ውድብ...

ኣብ ስዊዘርላንድ :ምስራሕ ናይ ስደተኛታት መስጎጒ መዓስከር’ ንምቅዎም ሰለምዊ ሰልፊ ክካየድ እዩ::

መንግስቲ ስዊዘርላንድ ስደተኛታት ነናብ ሃገሮም ክመልሶም ንኽጥዕሞ ኣብ ጀኔቫ ኣብ ከባቢ ኤርፖርት ሓደ መዓስከር ስደተኛታት ኣብ ምስራሕ ይሸባሸብ ኣሎ።   እዚ ኣስታት 250 ስደተኛታት ክሕዝ ትጽቢት...

Popular

Subscribe