ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ቀንዲ

ኤርትራዊ ኢብራሂም ዑመር ኣባል ፓርላማ ኒው ዚላንድ ኮይኑ ተመሪጹ

ኣብ ታሪኽ ኒ- ዚላንድ ኤርትራዊ ንመጀመርታ ግዜ ኣባል ፓርላማ ናይ'ታ ሃገር ኮይኑ ተመሪጹ። ኤርትራዊ ኢብራሂም ዑመር ሓዲሽ ኣባል ፓርላማ ሃገረ ኒው ዚላንድ ኮይኑ ከም ዝተመረጸ...

ምብጻሕ ፕረዚደንት ኢሰያስ ናብ ኢትዮጵያ

"ፕሬዚደንት ኢሳያስ እናት ቤታቸዉን በመጎብኘት ላይ ናቸዉ’’ ታየ ቦጋለ ሎሚቅነ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ኮነ ካልኦት ማዕከናት ዜና ዞባና ብዛዕባ ዑደት መራሒ ሃገረ ኤርትራ ፕረዚደንት እሰያስ...

‘መገዲ ክብረት’ ዉድቀትካ ብምርዳእ’ዩ ዝጅምር

ተኸቢሩን ተሓፊሩን ክነብር ዘይደሊ ፍጡር ኣሎ ቢልካ ምዝራብ ኣይከኣልን፡ደቅሰባት ነዚኦም ብዙሕ ስለ ዝግደስሎም ዘለዎም ክእለትን ጸጋታትን ንዕኦም ንምንዳይ የሕልፍዎ፡ሂወት ርትዓዊት ኣይኮነትን እሞ ገለ ይዕወቱ...

ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ሓደ ዓመት ድሕሪ ዶ/ር ኣብይ ናይ ኖበል ሰላም ምሽላሙ

ኖርወጃዊ ኮሚቴ ሽልማት ኖበል፡ ናይ 2019 እቲ ናይ ሰላም ሽልማት ንዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ክሽልሞ ዝወሰነሉ ምኽንያት፡ ብፍላይ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጸንሐ ናይ ዶብ...

ሽልማት ኖቤል ሰላም ናይ 2020 ን ፕሮግራም መግቢ ዓለም ተዋሂቡ

ሓደ ክፋል፡ውዱብ ሑቡራት ሃገራት ዝኾነ፥ፕሮግራም መግቢ ዓለም ፥ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ጥሚየት ከም መሳርሒ ውግእ  ንዝገብሮ ኣበርክቶ ንናይ ሎሚ ዓመት ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ከምዝኮነ...

Popular

Subscribe