ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ቀንዲ

ኣይጠዓስን’የ ( ኣልጸጸትም) ጀዋር መሓመድ-መጽሓፉ ” ካብቲ ዝኸፍአ ናብቲ ዝበኣሰ” ቀዳማይ ክፋሉ

ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብዪ ናብ ስልጣን ድሕሪ ምድያቡ ንተቓውሞይ ኣብ ውሽጠይ ብምግባር እቲ ስግግር ንክሳኻዕ ብልቢ ወሰንኩ፡ ገና ብግስ እንከይበለ ንታሪኽ ኦሮሞን ናብ ዲሞክራሲ ንዝግበር...

ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገረ ኡጋንዳ ጥንቃቐታት ክገብሩ ጻዉዒት ቐሪቡ

ብዕለት 31 ጥሪ 2025፡ ብመንገዲ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ ዝወጸ ሓበሬታ፡ ኤርትራውያን ነበርቲ ናይ'ታ ሃገር፡ መንግስቲ ኡጋንዳ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ሱዳን ከምዘጋጠመ ድሕሪ...

ህልው ኩነታት ዞባና ዝፈጠሮ ክልተ-ቀጽራዊ ፖለቲካ ኤርትራውያን ኣብ ዲያስፖራ

ዕሉላት ናይ ርሑቕን ቀረባን ጸላእቲ ኤርትራ ንምጥቃዕ ሸርሒታት ከጫጭሑ፣ መንግስትን ሃገራውያን ዜጋታትን ኤርትራ ከኣ ንሸርሒ ጸላእቶም ከፍሽሉ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ምርብራብ እዮም ጸኒሖም። እዚ...

ኣመሪካ ን ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሶማል ነበር ጠሪዛ

ብ "ቱከህ" ዝብል ሳጓ ዝፍለጥ፡ ወዲ 71 ዓመት ዩሱፍ ዓብዲ ዓሊ ዝተባህለ፡ ወተሃደራዊ ሓልፊ ነበር ሶማል ብ20 ታሕሳስ ካብ ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ናብ ሶማልያ...

ውርሻ ፕረዝደንት ባሻር ኣል ኣሳድ፡ ካብ ተስፋታት ለውጢ ናብ  ኲናትን ዕንወትን

ብ11 መስከረም 1965 ዓ.ም ኣብ ደማስቆስ ሶርያ ዝተወልደ ባሻር ኣል ኣሳድ፡ ንኣቡኡ ሓፊዝ ኣል ኣሳድ ተኪኡ ፕረዚደንት ሶርያ ኮይኑ፡ ኣብ 2000 ዓ.ም ስልጣን ጨቢጡ።...

Popular

Subscribe