ርእሰ ዓንቀጽ

Editorial

ኣይፋል ንኲናት፡ እወ ንሰላም

ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን፡ ካብ ዘለዎ ዘይምርድዳእ ዝተኽሰተ ግጭት፡ ብጎነጻዊ መንገዲ ንምፍታሕ ካብ 4 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ መንገኦም ኲናት ተወሊዑ ይርከብ። ረጽሚ ጥርዚ ዓሪጉ፡ ድሮ ህይወት ንጹሃን…