ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ርእይቶ

ብሱሩ’ኸ፡ ክብርታት ህዝቢ ዝዓጦ ስርዓት ኣሎና ድዩ?

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሓፈሻኡ ከኣ ኣብ ማሕበረ-ሰብ ዲያስፖራ ኤርትራውያን ኣዛራራብን ኣካታዕን ኰይኑ ዝቐነየ ዛዕባ ምኽሳቱ ዝፍለጥ እዩ። እቲ ጉዳይ፡ ብተሳትፎ ፍሉጣት...

ናይ ባንዴራ ቅልስ

መጀመርታ ብመቃልዒ (disclosure) ክፍልም። እዛ ጽሕፍቲ፡ ሓደ ሓው ብምኽንያት መዓልቲ ስውኣት፡ ክልተ ባንዴራታት ኣሰንዩ ንዝተሳእሎ ስእሊ ስዒቡ ዝተጻሕፈ ጽሑፋት ዘበገሶ ስኽፍታ እዩ መንቀሊኣ። መንቀሊ...

ደብዳቤ ካብ ኣስመራ   

ኣብዛ ዓለምና ካብ ዘለዉ ተወዳደርቲ ትረኻታት ወይ ጽዋታት፣ ገሊኦም ዕድል ስኢኖም፣ ኣብ ትሕቲ ቀጸላታት ግጉይ ምስልን ግጉይ ኣቀራርባን ተሓቢኦም ይተርፉ። ሓደ ካብዚኦም ትረኻታት፡ ክውንነታ፣...

ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ! – ሽጣራ ልሂቃን ትግራይ

ክልተ ወርሒ ኣቢሉ ይገብር፡ ሓንቲ ጉጅለ ምሁራን ዲያስፖራ ተጋሩ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ነባሪ ዕርቀ-ሰላም ክግበር ብምጥላብ ናብ መንግስቲ ኤርትራ መልእኽቲ ሰዲዳ ዝብል...

ብድሆታት መነባብሮን ማሕለኻ ኣእምሮን

ኣብ ኤርትራ፡ ከተማዊ (urban culture or lifestyle) ታሪኽ፡ እንተኾነ ካብ 80 ዓመታት ኣይነውሕን ኢዩ። ከተማዊ ክብል ከለኹ፡ ብማሕበረ-ቁጠባዊ መለክዒታት ካብ ናይ ገጠር ፍልይ ዝበለ...

Popular

Subscribe