ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዞባዊ ዜና

ሱዳን ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ህጹጽ ናይ ሓደጋ እዋን ከምዝኣወጀት ተገሊጹ።

ሱዳን ብሰንኪ እቲ  ቴስዓን ትሽዓተን ሰባት ዝቐተለን ኣስታት ኣርባዓን ሹዱሽተን ሰባት ዘቑሰለን ባህርያዊ ሓደጋ ዕልቕልቕ ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ህጹጽ ናይ ሓደጋ እዋን ከምዝኣወጀት ተገሊጹ። ብዘይካ'ቲ...

ሓይልታት ሂወት ኣድሕን ሊብያ፣ 22 ሬሳታት ከምዝረኸቡ ተገሊጹ።

ማሕበር ቀይሕ ወርሒ ሊብያ ብ ስምበት 23 ንሓሰ ኣብ ጥቓ ከተማ ዝዋራ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ናይ'ታ ሃገር ሬሳታት 22 ስደተኛታት ከም ዝረኸበ ተገሊጹ። ...

45 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከም ዝመቱ ተሓቢሩ።

ማልታ ታይሚስ ዝተባህለት መርበብ ሓበሬታ ኣብ ገጻ ዘስፈረቶ ጸብጻብ ከም ዝሕበሮ፤ ብሶኒ ዕለት 17 ነሓሰ 2020፤ ካብ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ካብ ዝሓሰቡ...

ወተሃደራት ሃገረ ማሊ፤ ንፕረዝደንቲ ናይታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም።

ወተሃደራት ማሊ ንፕረዝደንትን ቀዳማይ ሚንስተርን ዝርከብዎም ሰበስልጣን ናይታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዘእተዉ ተፈሊጡ። ፕረዚደንት ማሊ ኢብራሂም ቡበከር ኬይታ፡ ኣድማ ብዘካይዱ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት...

ኤርትራ ኣብ ኣፍሪቃዊ ኣህጉራዊ ናጻ ዕዳጋ ከምዘይትጽንበር ዳግማይ ኣፍሊጣ

ብኣፍሪቃዊ ሕብረት ዝተደፋፍአ ንውሽጣዊ ዕቤት ንግዲ ኣፍሪቃ ዘተባባዕ ‘ኣፍሪቃዊ ኣህጉራዊ ናጻ ዕዳጋ’ (AFCTA) ኤርትራ ገዲፍካ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ክታመን ከምዘንበራሉ ክግለጽ ጸኒሑ። ኤርትራ ነቲ ናይ...

Popular

Subscribe