ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዞባዊ ዜና

ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል ኣብ ኤርትራ ይበጽሕ

ፕረዚደንት ሶማል ሑሴን ሸኽ ማሕሙድ ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ወግዓዊ ምብጻሕ ስራሕ ንምፍጻም፡ ሎሚ 9 ሓምለ 2022 ኣስመራ ከም ዝኣተወ ተፈሊጡ። ብዝተፈላለዩ ምንጭታት ይሕበር ከም...

ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ሰፊሕ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ጀሚራ

ድሕሪ እቲ መንግስቲ ሱዳን ብናይ ኢትዮጵያ ሓይልታት ኣብ ልዕሊ 7 ወተሃደራት ሱዳን ኣጋጢሙ ዝተባህለ ኣሰቃቂ ኣቀታትላን ምዝርጋሕ ስእልታቶም ኣብ ማሕበራዊ ሜድያን፡ ሱዳን ሕነ እቲ...

ምስ መንግስቲ ክልል ትግራይ እትሰርሕ ኮሚቴ ንዘተ ሰላም ብፌደራል መንግስቲ ተጣይሳ 

ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፡ ብ ዕለት 14 ሰነ 2022 ምስ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ስሩዕ ኣኼባ፡ ንጉዳይ ዘተ ሰላም ምስ...

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን፡ መንግስቲ ክልል ትግራይን ኣብ ታንዛንያ ክራኸቡ ሙዃኖም ተሓቢሩ

ኣብ ፍራንስ ትሕተም ሊሞንደ ዝተባህለት ጋዜጣ ወከልቲ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል መንግስቲ ትግራይን ኣብ መወዳእታ ናይ ወርሒ ሰነ ኣብ ሃገረ ታንዛንያ ክራኸቡ ምዃኖም ካብ...

ኣሜርካ መበል ሳልሳይ ግዜ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ መዚዛ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብረቡዕ 1 ሰነ ኣብ ትዊተር ኣብ ዝስፈሮ መልእኽቲ፡ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝተሸመ...

Popular

Subscribe