ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ዞባዊ ዜና

ኣብ ማእክላይ ባሕሪ ልዕሊ 400 ሰድተኛታት ድሒኖም

ካብ ዕለት 24-25 ወርሒ ነሓሰ፡  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብመርከብ ሂይወት ኣድሒን  Ocean Viking 438 ዝኾኑ ስደተኛታት ከምዝደሓኑ " ኣሽራቕ ኣል-ኣውሳጥ" ዝተባህለት ማዕከን ዜና ኣፍሊጣ።...

ኤርትራ 166 ገፈፍቲ ዓሳ የመን ትፈትሕ

ኤርትራ ካብቶም ኣሲራቶም ዝጸነሐት 267 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ነቶም 166 ከምዝፈተሐቶም ተሓቢሩ። እቲ ምፍታሕ የመናውያን ኡሱራት ኣብ ክልተ ጉጁለ ተኻፊሉ ዝተካየደ ኮይኑ፤ እቲ ቀዳማይ ጉጁለ 115...

 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንሓደጋ ላሕዂ ነዳዲ ዝተቃለዐት መርከብ ትምርመር

ውድብ ሕብራት ሃገራት፤ ነታ አብ ወደብ ሑደይዳ የመን፡ ንዓመታት ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይና ዝጸነሐት መርከብ ነዳዲ ናይ ምምርማር ስራሕ ክጅመር ኢዩ። ነዛ መርከብ ዝምርምር...

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ሓገዝ ተምሪ ን መንግስቲ ኤርትራ አበርኪቱ

ብመሰረት ጋዜጣ ሳዑዲ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ዘስፈሮ ዜና፤  King Salman Humanitarian Aid and Relief Center (KSrelief)  ዝበርከቶ ሓገዝ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፤ ብመንገዲ ኣብ አስመራ...

ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ምስ ኣብ ኣመሪካ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን ክመያየጥ ኢዩ

ብምሰረት ክፍሊ ወጻኢ ጉዳይ ሕብራት መንግስታት ኣመሪካ ዘውጸኦ ሓበሬታ፡ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር፡ ኣብ ኣመሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን፡ ብዛዕባ...

Popular

Subscribe