ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዜና

መንግስቲ ኤርትራ ምርመራ ኮሮና ቅድሚ መገሻ ምምሕያሽ ምግባሩ ተፈሊጡ

ምስ ምምጻእ ለበዳ ኮሮና፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ገያሾ ካብን ናብን ኤርትራ ዝነብረ ናይ ኾሮና ምርመራ መምርሒታት ምምሕያሽ ከምዝገበረ፡ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ዝተረኽበ...

ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ ዓሪፉ

ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ፡ ብዝሓደሮ ሕማም ብ 3 ታሕሳስ 2022 ከምዝዓረፈ ተፈሊጡ። ብመሰረት ካብ ውሽጢ ሃገር ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ስነ-ጥበበኛ ዮናታን ኣብ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ከምዝዓረፈ...

ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ህወሓትን ስምምዕ ከቲሞም

ኣብ ከንያ ኣብ ሞንጎ ወተሃደራዊያን መራሕቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ክካየድ ዝጸነሐ ዝርርብ ተወዲኡ። ብመሰረት ካብ ከንያ ዝተረኽበ ሓበሬታ፡ ክልተኦም ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ከይተዓናቐፈ ናብ...

መግብን መድሃኒትን ናብ ክልል ትግራይ ምብጽሑ ተሓብሩ

ድሕሪ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም፡ ናብ ክልል ትግራይ መግብን መድሃኒትን ምእታው ከምዝጀመረ፡ ኣመኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ቀዳማይ ሚኒስተር...

ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ህወሓት ተራኺቦም

ብመሰረት'ቲ ብሮቡዕ 2 ሕዳር 2022፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም፡ ኣዘዝቲ ሰራዊት ኢትዮጵያን ህወሓትን ብ ሶኒ 7 ሕዳር ኣብ ከንያ ተራኺቦም። ብምሰረተ ካብ...

Popular

Subscribe