ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ዜና

ኣብ ልዕሊ ዑመር ዓብደላ ቅትለት ኣብ ልዕሊ መሓመድ ሱልጣን ድማ ከቢድ መቊሰልቲ ዝፈጸሙ 3 ሰባት ተኸሲሶም

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ዕለት 20 ጥሪ፣ 2024፡ ነዞም ንጹሃን ዝኾኑ ኤርትራውያን ንሓደ ቀቲሎም ንሓደ ድማ ብኸቢድ ብምቕሳል፡ በቲ ገበን ተጠርጥሮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸነሑ...

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መዝነቱ ምልቃቁ ተሓቢሩ

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ደመቀ መኮነን፡ ኣብ ሰልፊ ብልጽግና ዝነበሮ መዝነት ምልቓቑ፡ ብሉምበርግ ጸብጽቡ። ብሉምበርግ ብጽሑፍ ካብ ሓደ በዓል ስልጣን መንግስቲ ረኺበ ብዝበሎ...

ጀርመን፥ ንኲናት ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ

ጀርመን፡  ሩስያ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብምስፋሕ፡ ንመሓዙት ሃገራት ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ ከተጥቅዕ ትዳሎ ከምዘላ  ዘቃልዕ ምስጥራዊ ሰነድ ኣብ ቢልድ ...

ኣብ ማእክላይ ባሕሪ ልዕሊ 400 ሰድተኛታት ድሒኖም

ካብ ዕለት 24-25 ወርሒ ነሓሰ፡  ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብመርከብ ሂይወት ኣድሒን  Ocean Viking 438 ዝኾኑ ስደተኛታት ከምዝደሓኑ " ኣሽራቕ ኣል-ኣውሳጥ" ዝተባህለት ማዕከን ዜና ኣፍሊጣ።...

ኣብ ሽወደን ኣንጻር ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ፤ ልዕሊ 50 ከምዝተጉድኡን ብዙሓት ከም ዝተኣስሩን ተሓቢሩ

ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ብሓሙስ ዕለት 3 ንሓሰ ኣብ ዝተኸፍተ ፈስቲቫል ኤርትራ ብዝተፈጥረ ጎንጺ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝቖሰሉን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ከምዝተኣስሩን ሰበ-ስልጣን ፖሊስን ሰብ መዚ...

Popular

Subscribe