ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ሃገራዊ ዜና

መንግስቲ ኤርትራ ንቤት ትምህርቲ ሕርሻን ቴክኒክን ሓጋዝ ሃጊሩ

ትካል ቢቢሲ ከምዝጸብጸቦ፤ እቲ ዝሓለፈ 23 ዓመታት፤ ስልጠናታት ማሺነሪታት ሕርሻ፤ ምፍራይ ዘርእትን እንስሳን ምዕቃብ ሓመድን ኪሂብ ዝጸነሐ ብላሳለ ብራዘርስ (De La Salle Brothers) ዝተባህለ...

በዓልቲ ቤት ቀሺ ገብረመድህን ገብረጌርጊስ፡ ጽገወይኒ መኮነን ዓሪፋ

በዓልቲ ቤት እቲ ካብ 2004 ጀሚሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ቐሺ ገብረመድህን ገብረጌርጊስ፡ ወይዘሮ ጽገወይኒ መኮነን ከምዝዓረፈት ካብ ብዙሓት ዝመጽእ ዘሎ ሓበሬታ ይፍለጥ። ኣብ 2004...

ሰለስተ ትሕተ-ዕድመ ኤርትራውያን ጓሶት ብዕጡቓት ህወሓት ሙጒዳል ኣካል ወሪድዎም

ካብ ምንጭታት ሰቲት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ መጀመርታ ሰሙን ወርሒ ግንቦት፡ ንትግራይ ዘማሓደር ውድብ ህወሓትን ወተሃደራዊ ክንፊ ዝኾነ ብቲዲኤፍ(TDF) ዝፍለጥ ወተሃደርዊ ሓይሊ፡ ኣብ ከባቢ...

ኣብ ሞንጎ ሓይልታት ትግራይን ኤርትራን ኲናት ከምዝተኻየደ ተገሊጹ

ወተሃደራዊ  ኮማንድ ፖስት ትግራይ ሎሚ 30 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ፡ ዕለት 24 ግንቦት ኣብ ከባቢ ዓደ ኣብዓላን፡ ሕረትን ዓደ ኣምሓራን ኲናት ከምዝተኻየደን፡ ብሰራዊት ኤርትራ...

ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ኤርትራ ወጥሪ ሰፊኑ

ኣብ መብዛሕትኡ ከባቢታት ኤርትራ ወጥሪ ሰፊኑ ከምዘሎን፡ ስርዓት ህግደፍ ንዜጋታት ብረት ይዕድሎም ከምዘሎን ምንጭታት ሰቲት ካብ ኤርትራ ኣብሪሆም። ብመሰረት ሓበሬታ ምንጭታትና፡ ኣብ ትምህርቲ ዘየለውን፡...

Popular

Subscribe