back to top
ሰንበት 23 ለካቲት, 2025

ኤርትራዊት-ኣሜርካዊት ወይኒ ቀላቲ ንካልኣይ ግዜ ክብረወሰን ሰይራ 

ኣብ ኒውዮርክ ሕቡራት መንግስትት ኣሜርካ ዝተኻየደ ናይ ትራክን ሜዳን ውድድር ጉያ እግሪ፡ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሓድሽ ክብረወሰን ዝወነነት ወይኒ ቀላቲ፡ ኣብዚ ውድድር ብ15 ደቂቅን 18 ካልኢትን ብምዝዛም፡ ቅድሚ ሕጂ ኣብ 2017  ብሞልይ ሃድል ተታሒዙ ዝጸንሐ ናይ 15 ደቂቅን 24 ሰከንድን መዝገብ ብ6 ካልኢት ብምብላጽ ክትዕወት ክኢላ ትርከብ። 

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 10 ሜትሮ ውድድር ክብረወሰን ዝሰበረት ወይኒ ቀላቲ፡ ዜግነት ኣሜርካ ካብ እትቅበል ኣስታት 6 ኣዋርሕ ኣቁጺራ ትርከብ። 

ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት ድሙቅ ዓመታት ተመዝግብ ዘላ ወይኒ ቀላቲ ጓል 24 ዓመት ምዃና ይንገር።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ሳዓቡና

7,385ደገፍቲLike
913ስዓብቲFollow
22,900ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles