back to top
ሰኑይ 24 ለካቲት, 2025

መስራቲ ጋዜጣ ሰቲት ፕረሲደንት ቦርድ ሰቲት ሜድያን ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ! 

ሓደ ካብ ቀንዲ መስረትን ጋዜጠኛን ጋዜጣ ሰቲትን ፕረሲደንት ሰቲት ሜድያ ቦርድ፡ ኣሮን ብርሃነ ዓሪፉ። 

ጋዜጠኛ ኣሮን ብርሃነ ኣብ 2001 ትካላት ሓበሬታ ኤርትራ ብስርዓት ኢሰያስ ድሕሪ ምዕጻወንን ጋዜጠኛታት ኣብ ማሕዩር ምድጓኖምን ካብቲ ስርዓት ኣምሊጡ ኣብ ሃገረ ካናዳ ክነብር ድሕሪ ምጻንሕ|ዩ፣ ሎሚ ግንቦት 1. 2021 ዓሪፉ። ኣሮን ብርሃነ፡ ከም ፕሮፈሰር ኣብ ብራውንስ ኮለጅን ይሰርሕ ከምዝነበረን ኣብ ሰቲት ሜድያ ከኣ ከም ፕረሲደንት ቦርድ ኮይኑ የገልግል ነይሩ። 

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ ሰቲት ሜድያ፣ ብዛዕባ እዚ ፍጻሜ ኣብ ቀጻሊ ኣስፊሕና ከነቕርበልኩም ምዃና እንዳ ሓበርና፣ በዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ሃንደበታዊ ሞት መሳርሕትናን መቓልስትናን ኣሮን ብርሃነ፣  ሰቲት ሜድያ ዝተሰምዓ መሪር ሓዘን እንዳ ገለጸት ንምሉኣት ስድራቤት፡ፈተውትን መቃልስትን ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።

Related Articles

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ሳዓቡና

7,385ደገፍቲLike
914ስዓብቲFollow
22,900ተኸታተልቲSubscribe

Latest Articles