ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተገብረ መጥቃዕቲ ደብዳብ ነፈርቲ፡ ሰለማዊ ህዝቢ ከምዝተቀትለ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ዓዲ ግራትን መቐለን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ጉድኣት ከምዘውረደ ሮይተርስ ንሰበ ስልጣን ትግራይ ብተሌፎን ብምውካስ ኣብ ናይ ሎሚ ጸብጻባ ኣፍሊጣ።

እቲ ዝተገበረ መጥቃዕቲ ሲቪል ህዝቢ ኣብ ዝርከበሉ ቦታታት ብምክያዱ ንዝያዳ ሲቪል ክጎድእ ከምዝከኣለ ወሲኹ ሓቢሩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ሲቪል ህዝቢ ኣብ ሞንጎ እቲ ኲናት ተቐርቂሩ ህይወቱ ይሓልፍ ከምዘሎዩ ዝግለጽ።

ብተወሳኺ ህዝቢ ካብ ኲናት ንምህዳም ናብ ሱዳን ብኣሻሓት ይስደድ ከምዘሎ ኣብ ናይ ትማሊ ጸብጻብና ገሊጽናዮ ምንባርና ይዝከር።

ተዛማዲ ትሕዝቶ

LEAVE A REPLY

Please enter your comment!
Please enter your name here

ማሕበራዊ መራኸቢ

7,388FansLike
959FollowersFollow
27,800SubscribersSubscribe

ካልእ ኣበርኪቶ ጸሓፊ