Homeዜናሃገራዊ ዜና ሃገራዊ ዜናቀንዲ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ኮይኑ ተዓዊቱ ብ SETIT 20, ለካቲት 2023 0 1698 FacebookTwitterWhatsAppPrintTelegramViberCopy URL ሶኒ 20 ለካቲት 2023 ክካየድ ኣብ ዝወዓለ ካልኣይ መድረኽ ዙር ሩዋንዳ: ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ ሄኖክ ምሉእብርሃን ካልኣይ ብምውጻእ ዓወት ተጎናጽፉ። ሄኖክ ምሉእብርሃን ከም ብንያም ግርማይ ኣብ ዓበይቲ ዓለማዊ ውድድራት ስሙን ስም ሃገሩን ከዐዝዝ ዓወት ጨቢጡ ምህላው ኢዩ ተንተንቲ ስፖርት ዝገልጹ። ኣብቲ ውድድር ሄኖክ ንብሪጣንያዊ ቬርነን ኤታን ስዒቡ ካልኣይ ኮይኑ ኢዩ ውድድሩ ዝዛመ። Previous articleማርሻል ፕላን ወይ ውጥን ማርሻልNext articleኤርትራዊ ናሆም ኣብርሃም ተዓዋቲ ሽልማት (IEFTA) ኮይኑ Related Articles ርእይቶ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ዘውሕስ፣ ተስፋ ምብርባር ልምዓታዊ ስራሓት ድዩ ወይስ ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን? ርእሰ ዓንቀጽ ካብ መጽሓፍ ጀዋር መሓመድ “ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝበኣሰ ” ካልኣይ ክፋል ቀንዲ ኣይጠዓስን’የ ( ኣልጸጸትም) ጀዋር መሓመድ-መጽሓፉ ” ካብቲ ዝኸፍአ ናብቲ ዝበኣሰ” ቀዳማይ ክፋሉ LEAVE A REPLY Cancel reply Comment: Please enter your comment! Name:* Please enter your name here Email:* You have entered an incorrect email address! Please enter your email address here Website: Save my name, email, and website in this browser for the next time I comment. ሳዓቡና7,388ደገፍቲLike959ስዓብቲFollow23,300ተኸታተልቲSubscribe Latest Articles ርእይቶ ብሩህ መጻኢ ኤርትራ ዘውሕስ፣ ተስፋ ምብርባር ልምዓታዊ ስራሓት ድዩ ወይስ ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን? ርእሰ ዓንቀጽ ካብ መጽሓፍ ጀዋር መሓመድ “ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝበኣሰ ” ካልኣይ ክፋል ቀንዲ ኣይጠዓስን’የ ( ኣልጸጸትም) ጀዋር መሓመድ-መጽሓፉ ” ካብቲ ዝኸፍአ ናብቲ ዝበኣሰ” ቀዳማይ ክፋሉ ቀንዲ ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገረ ኡጋንዳ ጥንቃቐታት ክገብሩ ጻዉዒት ቐሪቡ ርእይቶ ህልው ኩነታት ዞባና ዝፈጠሮ ክልተ-ቀጽራዊ ፖለቲካ ኤርትራውያን ኣብ ዲያስፖራ Load more