ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ዜና ስፖርት

ሎሚ ኣብ ዝተሰላሰለ ቀዳማይ መዓልቲ ውድድር ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ኣርባዕተ ኣዋርቕ ኤርትራ ሓፊሳቶ

ንመበል 17 ግዜ ዝሰላሰል ዘሎ ውድድር ቅድድም ብሽክለታ ቻምፕዮን ኣፍሪቃ 2022 ሎሚ 23 መጋቢት መጋረጅኡ ኣብ ዝኸፈተሉ ኤርትራ ኣርባዕተ ኣዋርቅ ብምሕፋስ ድሮ ዓባላልነታ ከተርኢ...

ቢንያም ግርማይ ብ ፓሪስ ናይስ ዝፍለጥ ውድድር ብሉጽ መንእሰይ ኮይኑ ይመርሕ ኣሎ

ሎሚ 6 መጋቢት ጀሚሩ ን ሸሞንተ መድረኻትን፡ መዛዘሙ ጸወታን ዝዓምም ዙር ፓሪስ ናይስ (Paris Nice) ምስ ጋንትኡ ኢንተርማች ዎንቲ ጎበርት ኮይኑ ዘሰላስል ዘላ ተዓዋቲ...

ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ኣፍሪቃ ኣይክትጻወትን እያ

ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ ብዝብል ቅጽል ስም እትፈለጥ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፡ ኣብ ኣይቮሪኮስት ክካየድ ተመዲቡ ኣብ ዘሎ ቻምፕዮን ግጥማት ኩዑሶ እግሪ ኣፍሪቃ 2023...

ናትናኤል ተስፋጽየን ተዓዋቲ ዙር ርዋንዳ 2022 ብምዃን ዳግማይ ኣኽሊል ዓወት ደፊኡ

ተዓዋቲ ዙር ርዋዳ 2020 ከምኡ'ውን ተዓዋቲ 5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2021 ናትናኤል ተስፋጽየን፡ ሎሚ ኣብ ዝተዛዘመ ዙር ርዋንዳ 2022 ዳግማይ ኣኽሊል ዓወት ብምድፋእ፡ ዝበለጸ...

ናትናኤል ተስፋጽየን ቀዳማይ ብምዃን ንብጫ ማልያ ኣብ ዝባኑ ሰቂልዋ

ተዓዋቲ ዙር ርዋዳ 2020 ከምኡ'ውን ተዓዋቲ 5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ ናትናኤል ተስፋጽየን፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ 6ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2022 ንዩክሬናዊ ኣናቶኢ ብድያክ ብምስዓብ...

Popular

Subscribe