ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ሰብኣዊ መሰል

ሕብረት ኤውሮጳ፡ ዝተኸፍለ ይከፈል ዝሞተ ይሙት ካብ ኣፍሪቃ ስደተኛታት ከይመጹ ዝዓግት ፖሊሲ

እዚ ሒዝናዮ ዘለና ወቕቲ ብተዛማዲ ዝሞቐን ብዙሕ ንፋስ ዘይነፍሰሉን ማዕበል ባሕሪ ዝሃድኣሉን ወቅቲ እዩ፡ በዚ ምኽንያት ድማ እየን ዓመታዊ ዝበዝሓ ስደተኛታት ዝጸዓና ጀላቡ ካብ...

ካብ ዜናታት ዓለም- NEWS 08/10/2020

ካብ ዜናታት ዓለም: ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ፣ 3 ዜጋታት እታ ሃገር ብኮሮና ተለኺፎም ድሕሪ ምጽናሕ ሓውዮም ከም ዝተፋነዎ ሓቢሩ። እቲ ሚኒስትሪ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም...

ንኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምጒላሕ ስለማዊ ሰልፊ ተመዲቡ።

ኣብ ኤርትራ ምስ ለበዳ ኮሮና ብምትሕሓዝ ኣጋጢሙ ዘሎ ማሕበራዊ ጸገማትን ሕጽረት መግብን ክሉ ኤርትራዊ ቆላሕታ ክገብረሉ ከምዝግባእ ወኪል ኣዳለውቲ ናይቲ ንዕለት 8 ንሓሰ 2020...

መዳ ሃይለ

ወዲ ገዛውተይ። መማህርተይ። መማርቕተይ። መሳርሕተይ። ኣብ ገዛውትና : ዕዳጋ ሓሙስ ካብ ዘለዋ ፓላሶታት ፡ ቤት-መግቢ ጋርደን ሆቴል/ መዕረፍ-ኣረጋሽ ጋርደን ሓንቲ እያ። ኣብ ብዙሕ ቦታታት ኣስመራ...

ጀኔቫ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ተጻዒኑ ዘሎ ዝተናውሐ ምርጋጥ ክለዓል ጸውዒት ቀሩቡ

ጀኔቫ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር ተጻዒኑ ዘሎ ዝተናውሐ ምርጋጥ ክለዓል ጸውዒት ቀሩቡ ብዓርቢ ዕለት 17 ሓምለ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ጀኔቫ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ውድብ...

Popular

Subscribe