ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ቀንዲ

ብድሆታት መነባብሮን ማሕለኻ ኣእምሮን

ኣብ ኤርትራ፡ ከተማዊ (urban culture or lifestyle) ታሪኽ፡ እንተኾነ ካብ 80 ዓመታት ኣይነውሕን ኢዩ። ከተማዊ ክብል ከለኹ፡ ብማሕበረ-ቁጠባዊ መለክዒታት ካብ ናይ ገጠር ፍልይ ዝበለ...

ቀንዲ ጌጋታት ስምምዕ ፕሪቶርያን መዘዛቶምን

1. መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ብናይ መንግስቲ ኣመሪካ ከቢድ ጸቕጢን፡ ብሽምግልና ሕብረት ኣፍሪቃን፡ ብ2 ሕዳር 2022 ቀዋሚ ስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦታት ዝጽዋዕ “ወዕል ፕሪቶርያ" ተፋራሪሞም። እዚ...

ምውሓስ ህላዌ ቅስንቲ ኤርትራ፡ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ዝተሓረሞ ዞባ

ሃገረ ኢትዮጵያ ታሪኻዊ ናይ ምስፍሕፋሕ ሕማማ ደጊሱዋ፣ መራሒኣ ዋንነት ወደብ ዘማእከለ ናይ ቀይሕ ባሕሪ ኣጀንዳኡ ብጋህዲ ካብዘፍልጥ እንሆ ሓሙሻይ ወርሑ ሒዙ።  ኣብዚ ዝተባህለ ግዜ፡...

ኣብ ልዕሊ ዑመር ዓብደላ ቅትለት ኣብ ልዕሊ መሓመድ ሱልጣን ድማ ከቢድ መቊሰልቲ ዝፈጸሙ 3 ሰባት ተኸሲሶም

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፡ ዕለት 20 ጥሪ፣ 2024፡ ነዞም ንጹሃን ዝኾኑ ኤርትራውያን ንሓደ ቀቲሎም ንሓደ ድማ ብኸቢድ ብምቕሳል፡ በቲ ገበን ተጠርጥሮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝጸነሑ...

ኤርትራዊት “ንግስቲ ኣስቴር”

ግዚኡ ኣብቲ ብ "ቀይሕ ኮኾብ" ዝፍለጥ 6ይ ወራር ‘ዩ ነይሩ። ጸላኢ ንሰውራ ኤርትራ ሓንሳብን ንመጨረሽታን ካብ ገጽ ምድሪ ንምድምሳስ ይሸባሸበሉ ኣብ ዝነበረ፡ ኣብ ለካቲት...

Popular

Subscribe