ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ቀንዲ

ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሕርሻዊ ልምዓት ዕብየት የመዝጊባ’ለዋ ተባሂሉ

ፕሮግራም ልምዓት ዓለም (UNDP)፡ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ውሕስነት ሕርሻ ንምስፋን ኣብ ምሕጋዝ መሪሕ ግደ ወሲደን ይዓያ ምህላወን ጸብጺቡ። ብተወሳኺ  እተን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምፍታሕ...

ሃይለ ቢዘን “ኮይነ ኣለኹ ንበል” ብዝብል ግጥሚ ናይ ክብሪ ሽልማት ተዓዲሉ።

ነቲ ብሉጽ ስነ-ጽሑፋዊ ስራሓቱ ኣፍልጦ ንምሃብ፡ ሃይለ ቢዘን "ኮይነ ኣለኹ ንበል" ብዝብል እኩብ ግጥሚ ናይዚ ዓመት ብሉጽ - ናይ ጽሑፍ  ተሸላሚ ኮይኑ። እዚ ብማሕበር...

ደብዳቤ ካብ ኣስመራ   

ኣብዛ ዓለምና ካብ ዘለዉ ተወዳደርቲ ትረኻታት ወይ ጽዋታት፣ ገሊኦም ዕድል ስኢኖም፣ ኣብ ትሕቲ ቀጸላታት ግጉይ ምስልን ግጉይ ኣቀራርባን ተሓቢኦም ይተርፉ። ሓደ ካብዚኦም ትረኻታት፡ ክውንነታ፣...

ቅዋምና ዋሕስ ሓርነትናን ናጽነትናን

ወርሒ ግንቦት፡ ክልተ ዘይነጻጸላ እምነዅርናዓት ኤርትራዊ ሃገርነትን ተስፋ ዜግነታዊ ሓርነትን ዝተበሰረላ ወርሒ ብምዃና ረዚን ጦብላሕታ እያ ትፈጥረልና፣ ናይ ምስጋናን ኣስተንትኖን ጦብላሕታ። እቲ ባዕዳዊ ህላወ...

ዝብኢ ክሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ! – ሽጣራ ልሂቃን ትግራይ

ክልተ ወርሒ ኣቢሉ ይገብር፡ ሓንቲ ጉጅለ ምሁራን ዲያስፖራ ተጋሩ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኤርትራን ትግራይን ነባሪ ዕርቀ-ሰላም ክግበር ብምጥላብ ናብ መንግስቲ ኤርትራ መልእኽቲ ሰዲዳ ዝብል...

Popular

Subscribe