ቀዳም, ጥቅምቲ 25, 2025

ቀንዲ

ኣብ ግዝኣት ሃዋይ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ተሸላሚ 25 ሽሕ ዶላር ኮይኑ

ሰንበት 8 ታሕሳስ  ኣብ ግዝኣት ሃዋይ ከተማ ሆኖሉሉ ኣብ ዝተኻየደ መበል 52 ውድድር ማራቶን ናይ'ታ ከተማ፡ ኤርትራዊ ኣትሌት ያማነ ሃይለስላሴ   መዛዘሚ መስመር ዝሰገረ ወዲ...

ብሱሩ’ኸ፡ ክብርታት ህዝቢ ዝዓጦ ስርዓት ኣሎና ድዩ?

ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሓፈሻኡ ከኣ ኣብ ማሕበረ-ሰብ ዲያስፖራ ኤርትራውያን ኣዛራራብን ኣካታዕን ኰይኑ ዝቐነየ ዛዕባ ምኽሳቱ ዝፍለጥ እዩ። እቲ ጉዳይ፡ ብተሳትፎ ፍሉጣት...

ፕ.ጆ ባይደን ካብ ምርጫ ሕ.መ.ኣ ኣንሳሒቡ

ካብ 2020 ኣትሒዙ ፕ. ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ክመርሕ ዝጸነሐ ፕ.ጆ ባይደን፡ ካብ ፕረዝደንታዊ ውድድር 2024 ከምዘንሰሓበ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ብዘርእዮ ናይ ቃላት...

ናይ ባንዴራ ቅልስ

መጀመርታ ብመቃልዒ (disclosure) ክፍልም። እዛ ጽሕፍቲ፡ ሓደ ሓው ብምኽንያት መዓልቲ ስውኣት፡ ክልተ ባንዴራታት ኣሰንዩ ንዝተሳእሎ ስእሊ ስዒቡ ዝተጻሕፈ ጽሑፋት ዘበገሶ ስኽፍታ እዩ መንቀሊኣ። መንቀሊ...

ቀዳማይ ዋዕላ ኮርያን ኣፍሪቃን ተዛዚሙ

  ካብ 4 ሰነ ክሳብ 5 ሰነ ኣብ ሶል ደቡብ ኮሪያ ንመጀመርታ ግዜ ዝተቓነዐ ዋዕላ ደቡብ ኮሪያን ኣፍሪቃን ተዛዚሙ። ኤርትራ ኣብቲ ዋዕላ ካብ ዝተኻፈላ ሃገራት...

Popular

Subscribe