ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ቀንዲ

ኣብ ሃገረ በልጂም ሰለማዊ ሰልፊ ንምክያድ ተወጢኑ ኣሎ።

ኣብ ሃገረ በልጂም ዝነብሩ ኤርትራዊያን ተቃለስቲ ንፍትሒ፡ ንሓሙስ 3 መስከረም ኣብ ቅድሚ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሕብረት ኣውሮጳ ህዝባዊ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ ምዃኖም ተፈሊጡ። ብመሰረት...

ንቋንቋ ትግርኛ ብኸመይ መንገዲ ናብ ጉግል ተርጓሚ (Google Translate) ከነእትዎ ንኽእል?

ኩላትና ከም ንፈልጦ፣ ጉግል ሓንቲ ካብተን ናይ 21 ክፍለ ዘመን ዝዓበያ ምህዞ እያ። ገለ ካብ ዓበይቲ መሃንድሳት ጉግል ዝመሃዝወን ከም ምንዳይ ሞቶረ (search engine)...

ሓይልታት ሂወት ኣድሕን ሊብያ፣ 22 ሬሳታት ከምዝረኸቡ ተገሊጹ።

ማሕበር ቀይሕ ወርሒ ሊብያ ብ ስምበት 23 ንሓሰ ኣብ ጥቓ ከተማ ዝዋራ ኣብ ዝርከብ ገማግም ባሕሪ ናይ'ታ ሃገር ሬሳታት 22 ስደተኛታት ከም ዝረኸበ ተገሊጹ። ...

ዘይ-ፍትሓዉነት፡ደገፍን ተቓዉሞን ሕቶ ሞራልን !!

ኣብ ስነ-ሞራል ደቂ-ሰባት ካብቶም ወሰንቲ ዝኾኑ ክልተ እዞም ዝስዕቡ እዮም። እቲ ቀዳማይ ንደቂ-ሰባት ኣዝዩ ጽቡቕ ዝኾነ ህይወት ከመይ ዝበለ እዩ? ክኸዉን እንከሎ እቲ ካልኣይ...

21 ነሓሰ 1997 ቀዳመይቲ ሕታም ጋዜጣ ሰቲት።

ቅድሚ 23 ዓመታት ፡ ሓሙስ 21 ነሓሰ 1997 ጋዜጣ ሰቲት ኣብ ከተማ ኣስመራ ተሓቲማ ኣብ ዕዳጋ ቀሪባ። ህዝቢ ንፈለማ ግዜ ድሕሪ ምእዋጅ ሕጊ ጋዜጣ...

Popular

Subscribe