ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ቀንዲ

መረረ ኤርትራውያን ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ!

  ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ዝቕመጡ ዘለው ስደተኛታት ኤርትራውያን ፣ብዛዕባ ማይ ዘይጣርዑሉ እዋን እኳ ዳርጋ ኡኳ እንተዘየለ፣ ኣብዚ ግዜ እዚ ግን ሽግር ስእነት ዝስተ...

ሱዳን ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ህጹጽ ናይ ሓደጋ እዋን ከምዝኣወጀት ተገሊጹ።

ሱዳን ብሰንኪ እቲ  ቴስዓን ትሽዓተን ሰባት ዝቐተለን ኣስታት ኣርባዓን ሹዱሽተን ሰባት ዘቑሰለን ባህርያዊ ሓደጋ ዕልቕልቕ ንሰለስተ ወርሒ ዝጸንሕ ህጹጽ ናይ ሓደጋ እዋን ከምዝኣወጀት ተገሊጹ። ብዘይካ'ቲ...

ጉዳይ፡ መሪሕነትን ግብረ-ገብነትን !!

ኤርትራ ሃገርና ብተፈጥሮ ዝተዓደለት፡ ኣብ ተበሃጊ ስትራተጂካዊ ቦታ እተደኮነትን ጻዕራም ፡ተሓባባሪ፡ሰብ-ኣኽባሪ፡ተቐባሊ-ጋሻን ህዝቢ ዘለዋን ሃገር እያ፡፡ ጥዑያት ፖለቲካዉያን መራሕቲ ጌና ክትረክብ ዘይትዓደለት ክሳብ ሎሚ ንኹልና...

ባንክሲ ዝመወላ መርከብ 200 ስደተኛታት ኣድሒና

‘ባንክሲ’ ተሰቲሩ ዝነብር ብሕቡእ ስነጥበባዊ ስርሑ ዘካይድ መን ምዃኑ ዛጊት ናብ ህዝቢ ዘይተቓልዐ ውሩይ ምስጢራዊ እንግሊዛዊ  ናይ ጎደና ቀባኢ፡ ተቓላሳይ ፖለቲካዊ ለውጢን ናይ ፊልም...

እቶም ፡ ወርቃዉያን ሞራላዊ ሕጋጋት!!

    ብመንጽር ሞራላዊ ሕግታት ተደለይቲን ዘይተደለይትን ዝኾኑ ተግባራት ኣለዉ፡፡ ሰናይ ተግባራት ተደለይቲ እዮም፡፡ይዉደሱ ወይ ይድነቑ ድማ፡፡እከይ ተግባራት ጠባያት ተደለይቲ ኣይኮኑን ስለዚ ይኹነኑ፡፡ኣብዚ ዘካትዕ...

Popular

Subscribe