ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ቀንዲ

ማቲዎስ ሃብተኣብ(ማቹ)፥ ኣብ ፍጹም ብርሃን ኣልቦ መሓዩር

ማቲዎስ ሃብተኣብ ይበሃል(ማቹ) ኣብ ጎዳይፍ ተወሊዱ ዝዓበየ ኮይኑ ናይ ሓንቲ ካብተን ህቡባት ናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ኣብ  ሃገርና ዝነበራ: ኣዳላዊ ጋዜጣ መቓልሕ ዝነበረ እዩ። እዛ...

ርትዓዉያን ንኹን!

ርትዓዉያን ንኹን! ስለቶም ብስእሎም ዝፍለጡን ብስእሎም ዘይፍለጡን እሱራት፡፡ ርትዓዊ ኣተሓሳስባ ካብ ህዝብን ሃገርን እንተጠፊኡ ሃገር ኣብ ሓደጋ ትኣቱ፡፡ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ኣጋጢሙ ዘሎ ድማ እዚ እዩ፡፡መንግስቲ...

ሓሙሽተ ፖሎቲካውያ ውድባት ናይ ሓባር ንጥፈታት ኣበጊሰን።

ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚረን ኣብ ብዙሕ ኣኼባታትን ምርድዳእን ክገብራ ዝጸንሓ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከባ ሓሙሽተ ውድባት ኤርትራ ፡ ብ ዕለት 17 መስከረም 2020፥ ኣብ...

ኣብ ሱዑዲያ ኣስታት 16000 ስደተኛታት ኣብ ሓደ መእከቢ ማእከል ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝወሰደቶ ጸቃጢ ስጉምቲ ኣዝዩ ሰፊሕን ካብቲ ክባሃል ዝቀነየ ከኣ ኣዝዩ ዝዓበየ ምኻኑ ኣብዚ ሰሙን ዝወጹ ዘለዉ ብዝርዝር ዘርእዩ...

ብሽም ዳዊት ኢሳቕ ዝጽዋዕ ቤትንባብ ተኸፊቱ።

ኣብ ሽወደን ብዕቤታ ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ኣብ እትስራዕ ከተማ ማልመ ፡ ብስም እቲ ንኣስታት 19 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ኣብ ማሕዩር ዝርከብ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት...

Popular

Subscribe