ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ቀንዲ

ኮምሽን ሕብረት ኤዉሮጳ: ዋሕዚ ስደተኛታትን ንምግታእ ሓድሽ ስርዓት የውጽእ::

 ኮምሽን ሕብረት ኤዉሮጳ: ዋሕዚ ስደተኛታትን ሓተቲ ዕቁባን ንምግታእ ይሕግዝ እዩ ዝበሎ ሓድሽ ስርዓት ከምዝኣታተወ ሓቢሩ::   እዚ ሓድሽ መስርሕ: ስለስተ ደረጃ ዘለዎ ኮይኑ ነቲ ቅድሚ ሕጂ...

ማሊ መሰጋገሪ መንግስቲ ተተኺሉ።

ማሊ፥ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ምምሕዳር  ወትሃደራዊ  መንግስቲ ፥መሰጋገሪ መንግስቲ ተኺላ። ቅድሚ ሕጂ ሚኒስትሪ ምክልኻል ናይ'ታ ሃገር  ዘነበረ ባህ ናዳዎን ከም ፕረሲደንት ክኸውን ከሎ፡ ከም'ውን ...

ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ኣብ ረዚን ዝኽሪ ናይ ሕልና እሱራት!

ሃገራውያን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣18 መስከረም ምኽንያት ብምግባር፣ ነቶም ልክዕ ኣብታ ዕለት ቅድሚ ዓሰርተ ትሽዓተ ዓመትን፣ ብድሕሪኡን ብዘይ ዝኾነ ሕጋዊ መስርሕ ተጨውዮም ዘለውን ደሃዮም ዘይፍለጥን...

ንኣባላት ሰቲት ኣብ ዓውዲ ጋዜጠኝነት ዘቶኮረ ስልጠና ይዋሃብ ኣሎ።

ኣባላት ሰቲት ሜድያ ንኣስታት ሰለስተ ሰሙን ዝቅጽል ሓፈሻዊ ኣብ ሞያ ጋዜጠኛንነት ዝሕግዝ ስልጠና ይወስዱ ኣለዉ። እቲ ብቀዳም 19 መስከረም ዝጀመረ ስልጠና ዝሳተፉ ዘለዉ፡ ሰልጠንቲ ብዛዕባ...

“ሓደ ሰብ ክሳብ ንተርፍ እውን ክንዝክሮም ኢና” – ዮሱፍ ቡሊሲ

  ዮሱፍ ቡሊሲ ኣብ ከተማ ጀኔቫ - ስዊዘርላንድ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ‘ኢደይ ኢድካ ኢልና ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ንዝርከቡ ስድራቤት ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን...

Popular

Subscribe