ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ቀንዲ

Press release First Conference of Bayto Yiakl USA

Press release First Conference of Bayto Yiakl USA Bayto Yiakl USA has successfully commemorated its first annual conference on the 25th and 26th of September 2020...

ኣብ ዓለም ብኮረና ቫይረስ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን በጺሑ::

ኣብ ዓለም ብኮረና ቫይረስ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን በጺሑ::   ኮቪድ-19 ኣብ ዓለም ከም ሕማም ከስፋሕፍሕ ካብ ዝጅምር ልዕሊ ዓሰርተ ወርሒ ኣቑጺሩሉ ኣብ ዘሎ...

ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ:ኣብ ጉዳይ ናይል:ምስ ግብጺ ከምትዉግን ሓቢራ::

ዲሞክራቲ ሪፓብሊክ ክንጎ:ኣብ ጉዳይ ናይል:ምስ ግብጺ ከምትዉግን ተፈሊጡ:: ንጉዳይ ናይል ዝምልከት: ሱዳን: ግብጺን እትዮጵያን ኣብ ርሱን ክትዕን ስልሳዊ ጽምዶ ሽምግልናና ከለዎ: ብ 19 መስከረም: ፕረዝደንት...

ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ፡ተዛዚሙ።

ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካ ሎሚ 26 መስከረም ንኻልኣይ መዓልቲ  ቀጺሉ ድሕሪ ምውዓል፡ ትሽዓተ ዝኣባላታ ፈጻሚት ሽማግለ  ብምምራጽ ተዛዚሙ።    "ውሁድ ስራሕ፡ ንውሑስ መጻኢ" ...

ሓድሽ ሓበሬታ ብዛዕባ ኣኼባ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ከለንን ከባቢኣን

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር!! ሰላምታ ብምቅዳም፡ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወት ንምነ። ንጽባሕ 27 መስከረም 2020 ኣብ ከተማ ከለን ክግበር ተሓሲቡ ዝነበረ...

Popular

Subscribe