ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ቀንዲ

ንኣባላት ሰቲት ሜድያ ክወሃብ ዝጸንሐ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣብ ሓፈሻዊ ስርሓት ጋዜጠኛንነትን ሓበሬታን: ኣገባብ ኣጸሓሓፋ ዜናን መልክዑን :ዓንቀጻት:ስነምግባር ዓውዲ ጋዜጣኛንነትን: ፖሎቲካዊ ቁጠባ ሜድያን ኣተኪሩ፡ ብኣርባዕተ ጋዜጠኛታት ዝተወሃበ ስልጠና ምንባሩ ይፍለጥ። ኣብርሃም ተስፋልኡል (PhD):ሄርሞን...

ኣሃዛት ኣይኮኑን፡ ሰባት’ዮም።

ካብታ ኣብ ታሪኻ ካብ መግዛእቲ ተላቒቓ ዘይትፈልጥ ኤርትራ፣ ስደት ሓድሽ ተርእዮ እኳ እንተዘይኮነ፣ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ዝተራእየ፣ዘይንቡር ፍልሰት ዜጋታታ ግን፣ነታ ሃገር ናብ ፍጹም ቅልውላው...

ጀኔቫ – ምስራሕ ናይ ስደተኛታት መስጎጒ መዓስከር ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ::

ጀኔቫ - ምስራሕ ናይ ስደተኛታት መስጎጒ መዓስከር ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ:: ግዳያት ላምፖዱሳ ተዘኪሮም:: መንግስቲ ስዊዘርላንድ ስደተኛታት ነናብ ሃገሮም ክመልሶም ንኽጥዕሞ ኣብ ጀኔቫ ኣብ ከባቢ...

Arabic Press release First Conference of Bayto Yiakl USA

بيان صحفي المؤتمر الأول لبيتو ياكل بالولايات المتحدة الأمريكية

ጋዜጣዊ መግለጺ ቀዳማይ ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ

ጋዜጣዊ መግለጺ ቀዳማይ ዋዕላ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ባይቶ ይኣክል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ “ውሁድ ስራሕ ንውሑስ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቃል፡ ብ25ን 26ን መስከረም...

Popular

Subscribe