ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ቀንዲ

ከመይ ኮን ትህሉ!

''ሓውኻ ኣበይ ኣሎ፧" እትብል ኣርኣስቲ ናይ ሓንቲ ትብዓትን ባህጊ ፍትሕን ኣቦታተይ ዝደረኻ ጽሕፍቲ ኣብ ኣእምሮይ ትመላለሰኒ። "ሓወይ ኣበይ ኣሎ፧" ኢለ ወትሩ ንገዛእ ነብሰይ እሓታ።...

ምክልኻል ሰራዊት እትዮጵያ 2 ሓደሽቲ እዝታት ከም ዝመስረተ ተገሊጹ

ብ ሶኑይ 19 ጥቅምቲ 2020 ማዕኬናት ዜና እትዮጵያ ኣብ ዝጸብጸብኦ ዜናታት፡ ሰራዊት ምክልኻል ናይታ ሃገር፡ ካብ ኣርባዕተ ናብ ሹዱሽተ እዝታት ክብ ከም ዝበለ ኣፍሊጠን። እዞም...

ሽወደን ፥ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተመስሪቱ

ሽወደን ብምኽንያት ምስዋርን፡ ፍርዲ ዘይብሉ ማእሰርቲ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቅን፡ ሎሚ 21 ጥቅምቲ ንብዙሓት ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ  ክሲ ከምዝተመስረተሎም ራድዮ ኤረና ሎሚ ኣብ ጸብጻባ ገሊጻ።...

ኤርትራዊ ተስፋብርሃን ተስፋጽዮን ንሕልፈት ተፈሪዱ

ንጓል 12 ዓመት ህጻን ኤርትራዊት ሲልቫና ጸጋይ ዓሚጹ ዝቀተለ ተስፋብርሃን ተስፋጽዮን ኣብዚ ሰሙንዚ ኣብ ተል ኣቪቭ ኣብ ዝርከብ ቤትፍርዲ ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ንሕልፈት ከምዝተፈርደ...

መልእኽቲ ባይቶ ኤርትራውያን  ዋሺንግተን ዲሲ፣ መሪላንድን ቭርጂንያን

ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራዊያን ነበርቲ ዋሺንግተን ዲሲ፣ መሪላንድን ቪርጂንያን ኣብ ትሕቲ ጽላል የኣክል ንኽጥርነፍ ዓብይ ስራሕ ተሰላሲሉ፡ ኣብ ዕለታት 08/29/2020ን 10/10/2020ን መስራቲ ጉባኤኡ ብምቕንዕ ባይቶ...

Popular

Subscribe