ሰሉስ, ጥቅምቲ 28, 2025

ቀንዲ

እስራኤል ካብ ሓተቲ ዑቑባ ዝተሰርቀ ገንዘብ ንምምላስ ከምዘይትሕግዝ ኣፍሊጣ

ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ጉዳያትን እስራኤል ኢሳቕ ሽሙሊ፡ መንግስቲ ነቲ ብኣስራሕቲ ኣብ ባንክ ክኣቱ ዝግብኦ ካብ ሓተቲ ዑቅባ ናይ 20% ካብ ደመዞም ዝቑረጽ ዝነበረ ገንዘብ...

ዝበዝሓ ሃገራት ዓለም ሕጽረት መስተንፈሲ የንጸላልወን ኣሎ

ዝበዝሐ ሃገራት ኣብዚ እዋን ንኮቪድ-19 ሕሙማት ዝኸውን እኹል መስተንፈሲ ከምዘይብለን ብውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዝወጸ መግለጺ ተሓቢሩ። እዚ ሕጽረት መስተፈሲ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝኸፈአ...

ግብጺ ኣብ ልዕሊ ሓጽቢ ግድብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ክትገብር ትራምፕ ጸዊዑ

ፕረዚደንት ኣሜርካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ኣብ ሞንጎ ሱዳንን እስራኤልን ኣሜርካን ኣብ ዝነበረ ናይ ተሌፎን ርክብ፡ ብዛዕባ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ኣመልኪቱ ኣብ ዘሰምዖ ቃል፡...

ሱዳንን እስራኤልን ዝምድንአን ከመሓይሻ ተሰማሚዐን

ፕረዚደንት ኣሜርካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ካብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መገለጺ፡ ሱዳንን እስራኤልን ዝምድንአን ከመሓይሻ ከምዝተሰማምዓ ሓቢሩ።  ኣብቲ ብተሌፎን ዝተገብረ ርክብ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል...

ምስፍሕፋሕ ሓይሊ ስራዊት ኢትዮጵያን ኣብ ዞባና ዝህልዎ ጽልዋን

ኢትዮጵያ ካብ ምሕደራ ኢህይወደግ ወጺኣ ናብ’ዚ ንገዛእ ርእሱ “ናይ ለውጢ ሓይሊ” ኢሉ ዝሰመየ ብመሪሕነት ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝምራሕ ዘሎ መንግስቲ ካብ ትሰጋገር፡ ኣብ ዉሽጢ...

Popular

Subscribe