ሰኑይ, ጥቅምቲ 6, 2025

ርእሰ ዓንቀጽ

ኣድሓኖም ኣብ ልቢ እቲ ንኡስ ወለዶ!

ሳልስቲ ድሕሪ ሕልፈተ ህይወት ኣምባሳደር ኣቦይ ንኡስ ኣድሓኖም ኢዩ። ብመንገዲ ቀረባ መማኽርቱን ኣብ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ፍትሒ ብግስ ክብል ብጻዩ: ብዓቢኡ ውን ቀረብኡ ዝኾነ ዓርኩን...

ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ፡ ቆላሕታ ኩሉ ኤርትራዊ ክብሕት ዝግባእ ኩነታት

ጉዳይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዝዩ ዘሻቅል ደረጃ በጺሑ ከምዘሎ መዓልታዊ ንከታተሎ ዘለና እዩ። ኣብ ክልል ዓፋር ብሓይልታት ትግራይ ወተሃደራዊ ስርሒት ኣብ ዘካይድሉ...

ኣይፋል ንኲናት፡ እወ ንሰላም

ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን፡ ካብ ዘለዎ ዘይምርድዳእ ዝተኽሰተ ግጭት፡ ብጎነጻዊ መንገዲ ንምፍታሕ ካብ 4 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ መንገኦም ኲናት ተወሊዑ ይርከብ።...

Setit Official Launch Announcement

Setit Media — 8/1/2020 — Today we are pleased to announce the official launch of Setit, a media organization. Setit Media organization is established...
00:08:56

ሰቲት ሚድያ ኣብ ኣሰሮም፡ ኣስር አሱራት ጀጋኑ ጋዜጠኛታት ኤርትራ

ኣድላይነት ጽጹይ ሓበሬታ አንዳ ዓዘዘ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ ግዜ፡ ህላወ ናጻ፡ ርትዓዊን ተሓታትን መራኸቢ ብዙሓን ምህናጽን ምውሓስን ኣብ ዝሓትት መድረኽ ንርከብ። ወትሩ ንሓለዋ ፍትሒ፡...

Popular

Subscribe