ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዜና

13 ስደተኛታት ኣብ ገማግም ሊቢያ ዘጋጠመ ሓደጋ ጃልባ ከም ዝሞቱ ተገሊጹ።

ትማሊ ዕለት 24  መስከረም ለይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጀልባ ኣስታት 13 ሰባት ከምዝሞቱን፣ካብኣቶም ናይ ሰለስተ ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበን ዓለም ለኻዊ ውድብ...

ማሊ መሰጋገሪ መንግስቲ ተተኺሉ።

ማሊ፥ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ምምሕዳር  ወትሃደራዊ  መንግስቲ ፥መሰጋገሪ መንግስቲ ተኺላ። ቅድሚ ሕጂ ሚኒስትሪ ምክልኻል ናይ'ታ ሃገር  ዘነበረ ባህ ናዳዎን ከም ፕረሲደንት ክኸውን ከሎ፡ ከም'ውን ...

“ሓደ ሰብ ክሳብ ንተርፍ እውን ክንዝክሮም ኢና” – ዮሱፍ ቡሊሲ

  ዮሱፍ ቡሊሲ ኣብ ከተማ ጀኔቫ - ስዊዘርላንድ ኣብ ኣፍደገ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ‘ኢደይ ኢድካ ኢልና ኣብ ማሕዩር ህግደፍ ንዝርከቡ ስድራቤት ጋዜጠኛታትን ፖለቲከኛታትን...

ሓሙሽተ ፖሎቲካውያ ውድባት ናይ ሓባር ንጥፈታት ኣበጊሰን።

ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚረን ኣብ ብዙሕ ኣኼባታትን ምርድዳእን ክገብራ ዝጸንሓ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከባ ሓሙሽተ ውድባት ኤርትራ ፡ ብ ዕለት 17 መስከረም 2020፥ ኣብ...

ኣብ ሱዑዲያ ኣስታት 16000 ስደተኛታት ኣብ ሓደ መእከቢ ማእከል ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

ስዑዲ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ዝወሰደቶ ጸቃጢ ስጉምቲ ኣዝዩ ሰፊሕን ካብቲ ክባሃል ዝቀነየ ከኣ ኣዝዩ ዝዓበየ ምኻኑ ኣብዚ ሰሙን ዝወጹ ዘለዉ ብዝርዝር ዘርእዩ...

Popular

Subscribe