ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዜና

ፖሊስ ትሮንድላግ ሬሳ ናይ ኣማኑኤል ተወልደ ከምዝተረኽበ ሓቢሩ

ትማሊ ሰሉስ 06.10.2020 ፖሊስ ዞባ ትሮንድላግ ኖርወይ፣ ኣብ ገምገም ባሕሪ ሰሜናዊ ምብራቕ ሮቪክ ዝተባህለ ከተማ፣  ዝተረኽበ ሬሳ ናይ ኣማኑኤል ተወልደ ተላ ምዃኑ ሓቢሩ። ፖሎስ...

ኤርትራ ኣብ ምፍራም ውዕል ሰላም ሱዳን ተነጺላ

ብ 3 ጥቅምቲ ዝተቓንዐ ውዕል ሰላም ምፍርራም ሱዳን ፥ኤርትራ ከምዝተነጸለት ተፈሊጡ። ኣብቲ ዞባውያንን፡ መራሕቲ ካልኦት ሃገራትን ሰብ መዝን ኣብ ዝተረኽብሉ፡ ቀዳም ሰለስተ ጥቅምቲ ኣብ...

ህወሓት፣ ወከልታ ካብ ፌደራል መንግስቲ ትስሕብ

ድሕሪ እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ዝተኻየደ ክልላዊ ምርጫ፣ዳግም ብምምራጹ ንክልል ትግራይ ዘመሓድር ዘሎ ውድብ ህወሓት፣ኣብ ፈደራል ዝርከቡ ኣባላቱ  መዝነቶም ለቒቖም ክምለሱን፣ ናብቲ ውድብ ሪፖርት...

“ህዳሲ” ግድብ( GERD) ከባቢኡን ዝርከብ ክሊ-ኣየር ን በረራ ተኸልኪሉ

"ህዳሲ" ግድብ( GERD) ከባቢኡን ዝርከብ ክሊ-ኣየር ን በረራ ተኸልኪሉ። ጋዜጣ  ዘ-ሪፖርተር ንዋና ዳይርክተር ስቪል ኣቪየሽን ኣቶ ወሰንየለህ ሁነኛው ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፥ ኣብ ከባቢ...

ፕረሲደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ ኣስመራ ኣትዩ

 ፕረሲደንት ሶማል መሓመድ ፎርማጆ: ክልተ ማዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምግባር ሎሚ ኣስመራ ኣትዩ። ኣብ ማዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ብፕረሲደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወርቂን ካልኦት ላዕለዎት...

Popular

Subscribe