ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዜና

ምክልኻል ሰራዊት እትዮጵያ 2 ሓደሽቲ እዝታት ከም ዝመስረተ ተገሊጹ

ብ ሶኑይ 19 ጥቅምቲ 2020 ማዕኬናት ዜና እትዮጵያ ኣብ ዝጸብጸብኦ ዜናታት፡ ሰራዊት ምክልኻል ናይታ ሃገር፡ ካብ ኣርባዕተ ናብ ሹዱሽተ እዝታት ክብ ከም ዝበለ ኣፍሊጠን። እዞም...

ኤርትራዊ ተስፋብርሃን ተስፋጽዮን ንሕልፈት ተፈሪዱ

ንጓል 12 ዓመት ህጻን ኤርትራዊት ሲልቫና ጸጋይ ዓሚጹ ዝቀተለ ተስፋብርሃን ተስፋጽዮን ኣብዚ ሰሙንዚ ኣብ ተል ኣቪቭ ኣብ ዝርከብ ቤትፍርዲ ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ንሕልፈት ከምዝተፈርደ...

ገለ ክፋል ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኤርትራ ገጹ ይሳግም ኣሎ

   ካብ ሶማልን ኢትዮጵያን ዝተበገሰ ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኤርትራ ገጹ ይሳግም ከምዘሎ ውድብ መግብን ሕርሻ ዓለም (FAO) 19 ጥቅምቲ 2020 ኣብ ዘውጽኦ ጽብጻብ ምስጋም...

ኤርትራዊ ኢብራሂም ዑመር ኣባል ፓርላማ ኒው ዚላንድ ኮይኑ ተመሪጹ

ኣብ ታሪኽ ኒ- ዚላንድ ኤርትራዊ ንመጀመርታ ግዜ ኣባል ፓርላማ ናይ'ታ ሃገር ኮይኑ ተመሪጹ። ኤርትራዊ ኢብራሂም ዑመር ሓዲሽ ኣባል ፓርላማ ሃገረ ኒው ዚላንድ ኮይኑ ከም ዝተመረጸ...

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ተመስሪትሉ ዝጸንሐ ክሲ ተዓጽዩ፡፡

ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን ተኸሲሱሉ ንዝጸንሐ ጉዳይ ምዝመዛ ነጻ ጉልበት ሰብ ኣብ ኤርትራ፡ ብዝተገብረ ስምምዕ እቲ ክሲ ከምዝተዓጽወ፡ ንትካል ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (HRCE) ብምጥቃስ፡...

Popular

Subscribe