ሰንበት, ጥቅምቲ 26, 2025

ዜና

ህንዲ ኤርትራ ንእትርከበን 4 ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ረዲኤት ልኢኻ

ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ህንዲ ትማሊ 26 ጥቅምቲ፡ ኣስታት 270 ሜትሪክ ቶን ዝኸውን ናይ መግቢ ረዲኤት ናብ ኤርትራ፡ ሱዳን፡ ደቡብ ሱዳንን ጁቡትን ከምዝለኣኸ ሓቢሩ።  ብመሰረት እቲ...

ኣብ እስራኤል ሓሙሽተ ኤርትራውያን ህይወቶም ከምዘጥፍኡ ተሓቢሩ

ለበዳ ሕማም ኮሮና ካብ ዝመጽእ ኣትሒዙ፡ ንሱ ዘስዓቦ ምፍንቓል ካብ ዕለታዊ ህይወትን ምግላልን ዝመንቀሊኡ ኣብ እስራኤል ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም ከምዘጥፍኡ "ማእከል ሕብረተሰብ ኤርትራውያን ሓተቲ...

ሱዳን ብዛዕባ ምምላስ ሓተቲ ዑቕባ ምስ እስራኤል ክትዘራረብ እያ

መንግስቲ ሱዳን ኣብ እስራኤል ንዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ ንምምላሶም ዝግበር ምዝርራብ ክኣቱ ከምዝተሰማምዐ ጆሩሳሌም ፖስት ዝተባህለት ጋዜጣ እስራኤል ሎሚ ኣብ ዘስፈረቶ ዜና ገሊጻ። እታ ጋዜጣ ቀዳማይ...

ግብጺ ኣብ ልዕሊ ሓጽቢ ግድብ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ክትገብር ትራምፕ ጸዊዑ

ፕረዚደንት ኣሜርካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ኣብ ሞንጎ ሱዳንን እስራኤልን ኣሜርካን ኣብ ዝነበረ ናይ ተሌፎን ርክብ፡ ብዛዕባ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ሓጽቢ ኣመልኪቱ ኣብ ዘሰምዖ ቃል፡...

ሱዳንን እስራኤልን ዝምድንአን ከመሓይሻ ተሰማሚዐን

ፕረዚደንት ኣሜርካ ዶናልድ ትራምፕ ሎሚ ካብ ዋይት ሃውስ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መገለጺ፡ ሱዳንን እስራኤልን ዝምድንአን ከመሓይሻ ከምዝተሰማምዓ ሓቢሩ።  ኣብቲ ብተሌፎን ዝተገብረ ርክብ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል...

Popular

Subscribe