ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ዜና

ቀዳመይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ፡ህውሓት ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከር ሰራዊት ፌደራል መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ይሕብር

ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኣብ ትግራይ ዝርከብ መዓስከር ሰራዊት ፌደራል መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት፡ ቀድማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ወግዓዊ መረበብ ገጽ ፌስ-ቡኩ ኣብ ዘስፈሮ መግለጺ...

ህወሓትን ኦነግ-ሼነን ኣብ ዝርዝር ኣሸበርቲ ክኣትዉ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ይእምም

ቤት-ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ንህወሓትን፡ ኦነግ-ሼነን ኣብ ዝርዝር ኣሸበርቲ ጉጅለታት ከእትዎም ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሎሚ 3 ሕዳር 2020 ኣብ ዝተኻየደ ስሩዕ ኣኼባ ቤት-ምኽሪተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣...

ሕብረት ኤውሮጳ ኩሎም ወገናት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ኩነታት ከህድኡ ጸዊዑ

ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ ጆሴፍ ቦሬል ኣብ ኢትዮጵያ ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት ዝተሓሳስብ ምዃኑን፡ ኩሎም ወገናት ነቲ ዘሎ ወጥርን ምትፍናን ዘህድእ ተበግሶ ክወስዱን: ኣቖጣዒ...

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ን መኸተን ድልውነት ህዝቢ ትግራይ ጸዊዑ

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ዝኾነ ዶ/ር ደብረጽየን ሎሚ ኣብ ቴሌቪዥን ክልል ትግራይ ቀሪቡ ፓለቲካውን ዲፕሎማስያውን ምዕባለታት  ህሉው ኩነታት እታ ሃገር ኣመልኪቱ  ኣብ...

ቁንሱል ኤርትራ ኣብ ሆላንድ ሰለሙን መሓሪ ናይ ቆንሱል ስራሕ ደው ከብል ተኣዚዙ

ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳይት ሆላንድ   ኣብ ልዕሊ ወኪል እምባሲ ኤርትራ ስጉምቲ ወሲዱ።  ብመሰረት ምንጭታት ሰቲት ካብ'ታ ሃገር፡ ሚንስተር ወጻኢ ጉዳያት ሆላንድ፡ ስተፍ ብሎክ፡ ነቲ...

Popular

Subscribe