ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ዜና

ቀዳማይ ዓመታዊ ዋዕላ ጽላል ይኣክል ካናዳ ተዛዚሙ 

"ህዝባዊ ቃልሲ ንውሑስ መጻኢ"  ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥ ቀዳማይ ዓመታዊ ዋዕላ ጽላል ይኣክል ካናዳ፡ ሎሚ 08 ሕዳር ንካልኣይ መዓልቲ  ቀጺሉ ድሕሪ ምውዓል፡  ዓሰርተ ሽዱሽተ...

ወተሃደራዊ ጎንጺ ኢትዮጵያ ከይዲ ምዕባልኡን

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ካብ 3 ሕዳር 2020 ጀሚሩ፡ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስትን ክልል ትግራይ ዘመሓድር ዘሎ ህወሓትን፡ ወተሃደራዊ ጎንጺ ከምዝጀመረ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ...

ቀዳማይ ዓመታዊ ዋዕላ ጽላል ይኣክል ካናዳ ይካየድ ኣሎ 

"ህዝባዊ ቃልሲ ንውሑስ መጻኢ"  ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፥  07 ሕዳር 2020 ብ ማንዛዊ (Virtual) ተጀሚሩ፡ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ይኣክል ጽላል ካናዳ፡ ንክልተ መዓልቲ ክቅጽል...

ቤት ምኽርን ፈጻሚ ኣካልን ክልል ትግራይ ክፈርስ ተወሲኑ

ቤት ምኽሪ ፌደረሽን ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ቤት ምኽርን፡ ፈጻሚ ኣካልን ክፈርስ ከምዝወሰነ፡ መንግስታዊ ማዕከን ሓበሬታ ኢትዮጵያ ገሊጹ።...

ሰለስተ  ጀነራላት ናብ ሰራዊት ክምለሱ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣዚዙ

ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ናይታ ሃገር ተቀኒሶም ዝጸንሑ ሰለስተ ጀነራላት ናብ ሰራዊት ክምለሱ ብ ሮቡዕ 4 ሕዳር ከም ዝኣዘዘ ማዕከናት ዜና እታ...

Popular

Subscribe