ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ዜና

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተገብረ መጥቃዕቲ ደብዳብ ነፈርቲ፡ ሰለማዊ ህዝቢ ከምዝተቀትለ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማታት ዓዲ ግራትን መቐለን፡ ፌደራላዊ መንግስቲ ዘካየዶ ደብዳብ ነፈርቲ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ህዝቢ ጉድኣት ከምዘውረደ ሮይተርስ ንሰበ ስልጣን ትግራይ ብተሌፎን...

ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ጎንጺ፡ ናብ ዝኸፍአ ከየምርሐ ከሎ ስጉሙቲ ክውሰድ ተጸዊዑ

ዓለምለኸ ምንቅስቃስ ይኣክል፡ በርጌሳውያን ማሕበራት፡ ተጣባቅቲ ሰባኣዊ መሰላትን፡ ጉዱሳት ወጻእተኛታትን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጎንጽን ናይ ሓድሕድ ኲናትን፡ ኣብታ ሃገርን፡ ኣብቲ ከባብን ዝበኣሰ ሽግር...

ናብ ሱዳን ኣሽሓት ስደተኛታት ኢትዮጵያውያን ይኣትዉ

  ኣብ መንጎ መሪሕነት ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ዘሎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን፣ክልል ትግራይን ዝጸንሐ ወጥሪ ናብ ዕላዊ ውግእ ካብ ዝምዕብል ትሽዓተ ማዓልቲ ኣቑጺሩሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣...

ሊብያ፥ ኣብ መዕቖቢ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ 1 ኤርትራዊ ሞይቱ

ኣብ ሊብያ ርእሰ ከተማ ትሪፑሊ፡ ብፍሉይ "ገርጋሪሽ" ኣብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ግዝያዊ መዕቆቢ ገዛ ሱርባና ኣብ ልዕሊ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ስደተኛታት መጥቓዕቲ ከም ዘጋጠመ መስራትን...

ኣቦ ወንበር ኢጋድ ዝቐረቦ ሽምግልና:ብ ቐዳማይ ምኒስተር አቢይ አሕመድ ተነጺጉ

ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፣ነቲ ብ ኣቦ ወንበር ኢጋድ ዓብደላ ሓምዶክ ዝቐረበሉ ናይ ሽምግልና ጻውዒት ከምዝነጸጎ ሱዳን ትሪብዩን ዝተሰምየት መርበብ ሓበሬታ ኣብ ገጻታ ኣስፊራ። እቲ...

Popular

Subscribe