ሰኑይ, ጥቅምቲ 27, 2025

ዜና

ስርዓት ኣስመራ ስቕታኡ ሰይሩ

ድሕሪ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ናይ ሮኬት መጥቃዕትን ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ዝኽይድ ዘሎ ድብዳብን: ስርዓት ኣስመራ ምብርሂ ከይሃበ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ብመገዲ የማነ ገብረመስቀል ኣቢሉ...

ሰራዊት ክልል ትግራይ ካብ ሽረ ከም ዝወጹ ተሓቢሩ

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ህዝቢ ትግራይ ክከትት ጸዊዑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ሎሚ ኣብ ቴሌቪዥን ክልል ትግራይ ቀሪቡ ኣብ ህልው ኩነታትን ምዕባሌታት...

ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ክካየድ ዝቐነየ ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣብ ልዕሊ ሰብ ጉድኣት ወሪዱ

ኣብ ከባቢታት ሰንዓፈ ክካየድ ዝቐነየ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ ኣብ ዓድታት እንዳ ዳሽም፡ ብሰንበት 15 ሕዳር 2020 ኣብ ዝተገብረ ደብዳብ ወዲ 11 ዓመት ምስ ኣዲኡ...

ኣብ ኡጋንዳ ክካየድ ዝተባህለ መስርሕ ምዝርራብ ጌጋ ሓበሬታ ምዃኑ ተሓቢሩ 

ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜናን፡ ገጻት ማሕበራዊ ሜድያን፡ መንግስቲ ፌዳራል ኢትዮጵያን፡ ኣካላት ብሄራዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ኣብ ኡጋንዳ ተራኺቦም ክዝትዩ እዮም ዝብል...

ኣሜርካ ንመጥቃዕቲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብትሪ ኮኒናቶ

ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ዝኾነ ቲቦር ናግይ ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ነዚ ብዓሰርተ ኣርባዕተ ሕዳር ኣብ ኤርትራ ብህወሓት ዝተኻየደ ዘይምኽንያታውን፡ ነቲ ግጭት...

Popular

Subscribe