ሰሉስ, ጥቅምቲ 28, 2025

ዜና

ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ስርሒት ተጀሚሩ ኣሎ ክብል ሓቢሩ

ዓቢ ስግኣት ኣሕዲሩ ዝርከብ ኣብ ከባቢ መቀለ ዝግበር ኲናት ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ። ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፡ እቲ ን 72 ሰዓታት ዝተዋህበ ግዜ ስለ...

ኣብ ህዩስተን ዝነብሩ ኢትዮጵያን ኣንጻር ናይ’ቲ ኣብታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ብ ሶኑይ 23 ሕዳር 2020 ኣብ ሁዩስተን ክፍለ ግዝኣት ቴክሳስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተወለድቲ ትግራይ፡ ኣብ ቅድሚ  ቆንሱል ኢማራት ዓረብ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቲ ብርክት...

ኢኢፒኤ ዝተብሃለ ናይ መጽናዕቲ ትካል ኤርትራ ኣብ ኲናት  ኢትዮጵያ ኢድ ከምዘለዋ ገሊጹ 

ኣብ ዓሚቕ  መጽናዕታዊ ሓበሬታን፣መርበባትን ምኩር ሞያዊ ብቕዓት ዘለዎም ክኢላታት ዝሓቖፈ፡ኢኢፒኤ(EEPA-External European program with Africa) ዝተባህለ ኣብ ብራስለስ በልጁም ዝመደበሩ፣ ፍሉይ ኣተኩሮ ኣብ ምህናጽ ሰላምን...

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ  “ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ 2020” ተሓጽዮም

ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ  ብሽክለታ "ንቡሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020" ተሓጽዮም ከምዘለዉ ራድዮ ኤረና ኣብ ናይ ሎሚ ናይ ስፖርት መደባ ገሊጻ። እታ ራድዮ ወሲኻ፡ ካብቶም ዓሰርተ...

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ጉዳይ ትግራይ  ክዘራረብዩ 

ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሎሚ ሰሉስ 24 ሕዳር ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘተኮረ ዘተ ከካይድ ምኻኑ፡ ዝተፈለላያ ማዕከናት ዜና ሓቢረን።  እተን ማዕከናት ሓበሬታ ንዲፕሎማት...

Popular

Subscribe