ሰሉስ, ጥቅምቲ 28, 2025

ዜና

ኣብ መዓስከር ማይ ዓይኒ ሓደ ኤርትራዊ ተቀቲሉ 

ትማሊ ዕለት 30 ሕዳር  ሰዓት 11:00 ናይ ምሸት : ብሓለውቲ ዋርድያ ናይ መዓስከር ማይ ዓይኒ ሓደ ኤርትራዊ ስደተኛ ብጥይት ከምዝተቀትለ ካብቲ መዓስከር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ...

ኬርያ ኢብራሂም ኢዳ ናብ ፌደራል መንግስቲ ሂባ

ኣባል ፈጻሚት ላዕለዋይ ኮሚቴ ህወሓት ዝኾነት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም: ናብ ማእከላይ መንግስቲ ኢዳ ከምዝሃበት መንግስታውያን ማዕከናት ሓበሬታ ኢትዮጵያ ገሊጸን። ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም ኣፈ-ጉባኤ ፓርላማ ኢትዮጵያ...

ሰራዊት ኢትዮጵያ ንመቐለ ከም ዝተቆጻጸረ ኣፍሊጡ

ንኣስታት ስለስተ ሰሙን ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ድሕሪ ዝተኻየደ ወተሃደራዊ ጎንጺ፡ ሎሚ ሕዳር 28 ንርእሰ ከተማ ክልል ትግራይ መቐለ ምሉእ...

ኣብ ኤርትራ ብውሑዱ ኣርባዕተ ሮከት ዓሊቡ

ሎሚ ኣብ ኣጋ ሰዓታት ንግሆን ናይ ድሕሪ ቀትርን ኣብ ኤርትራ ሮከት ከምዝዓለበ ተሓቢሩ። እቲ ካብ ትግራይ ዝተወንጨፈ ከምዝኾነ ዝንገረሉ ዘሎ፡ ሮከት፡ ኣብ ከባቢ ደቀምሓረ፡ ከባቢ...

ሕብረት ኤውሮጳ ብሰንኪ ኲናት ኣብ ኢትዮጵያ  ዝተሰደዱ ናብ ሱዳን ሓገዝ ይምድብ

ሕብረት ኤውሮጳ ነቶም ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፈደራላዊ መንግስቲን ብሄራዊ ክልል ትግራይን ዝተኸስተ ኩናት ሓድሕድ፣ ካብ ቤት መረበቶም ተመዛቢሎም...

Popular

Subscribe